ድሕሪ መግለፂ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘሎ ተንኮል
***************************************** ቤት ምኽሪ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ምስ ህዝቢ ትግራይ ባእሲ ከምዘየብሉ ክወርር እውን ከምዘይ ሓሰበ ተዘሪቡና ኣሎ፡፡ይኹን እምበር መንግስቲ ትግራይ ንኣምሓራ ክወርር ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ነጊርና ኣሎ፡፡ ነቲ ብክልል ትግራይ ዝውላዕ ወረራ ዝበሎ ንምምካት ከም ዝተዳለወን ከም ዝዳሎን እውን ኣፍሊጥና ኣሎ፡፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኩሎም መድሐርሐረቲ ነቲ ማእኸላይ መንግስቲ ሓዊሱ ዝገምገምዎ ነገር አሎ፡፡ ናይቲ ገምጋም መበገሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሰዓት ከመይ እሉ ሓደ ኮነ?እዚ ኩሉ ሓድነትን ዓርሰ እምነትን ከምይ ኢሉ ተፈጠረ ? ህዝቢ ከም ህዝቢ ከምይ ኢሉ ኣብ ጎኒ ህወሓት ጠጠው በለ ? ዝኹሉ ገንዘብ ኣፍሲስና ትግራይ ንምሕማስ ዘዋፈርናዮ ሓይሊ ንምታይ ብዝወፈሮ ዝመክኽ ዘሎ ? ዝኹሉ ብሚድያን ብዴኩሜንተሪ ፍልምን ዝሰራሕናዮ ህዝቢ ትግራይ ብስነ ልቦና ክደሃል ዘይከኣለሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ? ብኹሉ ዋላ እንተተኸበበ እናሓደረ ዝጠንከረሉን ክጠናኸር ዕድል ዝፈጠረሉ ኩነታት እንታይ እዩ፡፡መረሕቲ ህወሓት ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ!! ወይ ክስማዕ እዩ!! ኢሎም ብዓርሰ እምነት ኣብ ኣደባባይ ዝዛረቡ ዘለው እንታይ ኣሚኖም እዮም፡፡ ወየ ኣጥፊእናዮም ኢልና ዝኹለይ ገንዘብ ካብ ፈተውትና መራሕቲ ሃገራት ገንዘብ ተቀቢልና ተሸሊምና ሚድያታት ዓለም ጠጠው ኢለን ኣጠቂዐናልና ንምንታይ ብዝወፈርናየ ንጉርበስ ኣለና ኢሎም ገምጊሞም ኣለው፡፡ብቅልጡፍ ምኽንያቱ ተረድእና እንተዘይ ኣሪምናዮ ወያነ ንምጥፋእ ዝኹለይ ገበን ሰሪሕና ተመሊሶም እንተመፅኦም ኣሽንኳይ ዶ ኣብ ስልጣንስ ኣብ ልዕሊ መሬት እንነብረሉ ዕድል እውን ኣይህሉን ዝብል እዩ ኔሩ፡፡ እቶም ምኽንያታት ነኒባዕሎም ዘናኸሱ እኳ እንተነበረ ብውስን ዝተረዳድእሉ ግን ኣሎ፡፡ ገዚኢ ኮይኑ ዝነበረ ኣጀንዳ መራሕቲ ክልል ኣምሓራ ወልቃይት፣ፀገዴ፣ራያ ብቅልፅምና ክነምልሶ ኢና እናበልኩም ህዝቢ ትግራይ ደጋጊሙ ዝማሮኾም ናብ ስልጣን እናምፃእኹም ብዝኸድኩሞ እናፈከርኩም ተጋሩ ክፈናቀሉ ክሞቱ፣ክዳሃሉ እናገበርኩም እዩ ህዝቢ ትግራይ ከም ብረት ክተርር ዝገበሮ ዝብል እንትኸውን በቲ ሓደ ገፅ ድማ ማእኸላይ መንግስቲ ሚድያታት ተጠቂሙ ዘሕልፎም መልእኸትታት ህዝቢ ትግራይ ክሰግእን ነዙይ ንምቅላስ ሓደ ምዃን የግድ ስለ ዝኾነ ሓደ ከይኑ እዩ፣ምስ ኢሳያስ ኣብ ጎንደር ዝግበርናዮ ርክብ እውን ተወሲኽዎ ወያነ ጠፊኡ እናበለ ኢሱ ህዝቢ ትግራይ ተኸቢበ ኢሉ ክሰግእን ሓደ ኮይኑ ክምክቶ ኪኢሉ እዩ ወዘተ ዝብሉ ብዙሓት ተገምጊሞም እዮም፡፡ኣበዚ ገምጋም እቶም ዕሱባት እኒ ኣረጋዊ በርሀ ዘለውዎ እየዩ ተኻይዱ፡፡ኣብዚ ገምጋም ንስኻ ኢኻ ንስኻ እባ ዝብሉ ምትርኻት ኔሮም እዮም፡፡መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ትግራይ ንምውራር ኢሉ ዘሰለፎም ዕጡቃት እውን ተመሊሶም ነናይ ባዕሎም ጉጅለ እናፈጠሩ ናበ ዘረፋን ኣብ ህዝቦም ክፍዒ ዘብፅሑ እናኾኑ እቲ ክልል ካብ ምንግስቲ ወፃእ ክኸውን ክኢሉ እዩ፣ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣይንባኣስን ናይ መሬት ሕቶ የብልናን እተሃልዩ እውን ብሕገ መንግስቲ እዩ ክፍታሕ ዝግበኦ ዝብል ካብ ህዝቢ ብፍላይ ድማ ካብቲ ሓረስታይ ኣምሓራይ ተቃውሞ እውን በርቲዑ እዩ፡፡ኣብዚ ሰዓት ኣብ ህዝቢ ኣምሓራ ዝበፅሕ ዘሎ ክፍዕን ሞትን ኣብዚ 30 ዓመታትት ሪኢዎ ዘይፈልጥ እዩ፡፡ ነዘን ምኽንያታት ንምእራም ተባሂሉ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ንሰምዖ ዘለና እዩ፡፡ 1. ህዝቢ ትግራይ ፈታዊና ኢኻ ክንወረካ ኣይንደልን ከይ ውረር ኢልካ ትገብሮ ምድላው ጠጠው ኣብሎ ዝብል መዛናግዒ ምኽሪ ዓያሹ እዩ ዝስማዕ ዘሎ፡፡ብዙሕ ገንዘብ ዝተኸፈሎም ኣብ ውሽጥና ዘለው ባንዳታት ንህዝቢ ትግራይ ዘስገኦ ዋላ ሓንቲ የለን እኳ ደኣስ ህወሓት ዝበሃል ውድብ ኣፍርሶ ካልኦት ዝመርሕኻ ኣለው ክምደቡልካ እዮም ክሓልፈልካ እዩ፣ዓመፅ ኣብ ልዕሊ መራሕትኻ ወልዕ ተለዓል ዝብሉ ተጋሩ ባንዳታት ብዝተወደበን ብተናፀልን ኣብ ክልልና ይሰርሑ ኣለው፡፡ እዚኣ በቲ ማእኸላይ መንግስቲ ትምራሕ እያ፡፡ናቱ ድሌት ኣብዚ ክልል ህውከት ክፍጠር እሞ ነቲ ህውከት ንምርግጋእ መከላከያ ሰራዊት ክጥቀም ድሕሪኡ ነቲ ዕግርግር ተጠቂሙ ዝደለዮ ክኣስርን ዝቅተል ክቀትልን ድልየት ኣለዎ፣ ትግራይ ኣብ ቁፅፅር ኣውዒሉ ንህዝቢ ትግራይ ኣምበርኪኹ ክገዝእ ይደሊ እዩ፣እቶም ባንዳታት ድማ ናይ ትግራይ መራሕቲ ኮይኖም ክሽየሙ ሱፍ ኣስፍዮም ክራባታ ኣሲሮም ይፅበዩ ኣለው እዮም፡፡ 2. መንግስቲ ኣምሓራ ድማ ክተት ንወራር ኢሉ ዝኣበዮ ህዝቢ ኣምሓራ እምበኣር ክትውርር ኢኻ ከይትውረር ድማ ተዳሎ ኢሉ ወራር ክምክት ብኹሉ መዋሰኒ ናብ ደንበር ትግራይ ዘሎን ዘየለን ሓይሉ ኣኻኺቡ ኣሰሊፍዎ ኣሎ፡፡ ኣብ ውሽጥና ህውከት ምስተፈጠረ እቲ ማእኸላይ መንግስቲ ድላዩ ክገብር፣ከይትውረር ደንበር ሓሉ ዝተባህለ ናይ ደርጊ እኽብካብ *ዓምባኽ* ዕጡቅ ኣምሓራ እቲ ኩነታት ምስተፈጠረ ወራር ከካይድ እዩ ተዳልዩ ዘሎ፡፡ኣብዚ ከምዙይ ዝበለ ኢዋን ህዝቢ ትግራይ ክታለል ከርጅዕ ገፁ ናብቲ ንሶም ዝሓስብዎ ነኒባዕሉ ዝበላለዐሉ ኣጀንዳ ክፅመድ እዩ ተደልዩ ዘሎ፡፡ እዚ ተንኮል እዙይ እዩ፡፡ ሰለዙይ ንሕና ኩሎም ፀገማትና ብማንም ኣይፍትሑን ነቲ ሓደጋ ብኹሉ ገፁ ተተንቲኑ እዩ፣ ዝኸነ ህዝቢ ፀላኢና ኣይኮነን፣ናይ ዝኾነ ህዝቢ ፀላአቲ ኮይና እውን ኣይንፈልጥን፣ናይ ኮሎም ህዝብታት ፀገም ናትና ፀገም እውን እዩ፣ ናይ ኩሎም ህዝብታት ፀገም ዝፍታሕ ኣብ መትከልን ማዕርነትን ዝተመስረተ ሓድነት እንትህሉ እዩ፣ናይ ኩሎም ህዝብታት ፀላኢ ድኽነት እዩ፣ናይ ሓባር ፀላኢ ድኽነት ዝሰዓር ድማ ኣብ መዕርነት ዝተመስረተ ሓድነት ህዝብታት እምበር ነኒባዕሎም ዝናቆሩ ሓደ ናይቲ ሓደ ጥንከረ እምበር ድኽመቱ ዝምነ ከምዘይኮነ ህዝቢ ትግራይ ይኣምን እዩ ጥራሕ ዘይኮነስ ምእንተ ማዕርነት እውን ሕልፊ መስዋእቲ ዝኸፈለ ህዝቢ እዩ፡፡ ሕሉፋት ታሪኻት ከም ዝሕብርዎ ህዝቢ ትግራይ ንኻልኦት ህዝብታት ዓሚፁ ኣይፈልጥን ብኣንፃሩ ድማ ኣብ ዝባኑን መቃብሩን ክዕንድር ዝደሊ ዝኾነ ሓይሊ ናብታ ዝዃዓታ ጉግጓድ መሊስካ ናይ ምቅባር ታሪኻዊ ጀግንነት ዘለዎ ህዝቢ እዩ፡፡ ምሽጥር ናይ ምዕቃብን ተወዲብካ ምቅላስን ልምዲ ዘለዎ ህዝቢ ትግራይ ዝተሓቆነ ይተሓቆን ዝኸሓደ ይኽሓድ ዝተዓሰበ ይተዓሰብ ካብታ ተጀሚራ ዘላ ኣብ መትከል ዝተመስረተት ሓድነት ንቅንቅ ክንብል የብልናን፡፡በቲ ዝኸፈአ ተዳሊና ኣብ ልዕሊ ድኽነት ዝወላዕናዮ ኩናት ከይተማዛበልና ጥፍኣትና ዝምነ ኩሉ ብነዊሕን ብሓፅርን ኣሰላልፋታት እናተንተና እናተናበብና ነቲ ብሓሳ ዝኣምን ብድሞክራሲያዊ ንቅድሚት ክንስጉም ኣለና፡፡ፈታዎ መሲለን መንቆሮ ዝብል ምስላ እኮ ትግርኛ እዩ ፡፡እቲ መግለፂ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ክንወርር ኣይንደልን ዝብል ዘሎ እምበር እቲ ወረራ ኣጠናኽርና ንሓዞ ዝብል እዩ እቲ ውሽጡ ተደምዲሙ ዘሎ፡፡እወ ሕዚ እውን ተዳሊና ኢና ከከም ኣመፀፅአኦም ፋሕብትን ክነብሎም ኢና፡፡እቲ ባንዳ እውን ሓደ ብሓደ ተፈሊጡ እዩ፡፡ እናሰራሕና ንወደብ እናተወደብና ንስራሕ!!!!
0 Comments
የድሮ ማህበረ ቅዱሳንን /ያሁኑ ማ/ቅርሱሳን ማን መሰረተው??? ምንስ እያለ ነው??????
================================= እስኪ ለመሆኑ ማህበረ ቅዱሳንን ማን መሰረተው??? ቅዱስነታቸው ቤተክርስቲያኒቱን በመሩባቸው 20 ዓመታት በርካታ ስራዎችን ሠርተዋል፡፡ የሚገርመውና የሚያሳዝነው ኣብዛኛውን የኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ምእመናን ማ/ቅዱሳንን የመሰረቱት የምዕራብ ሸዋ ሊቀ ጳጳስ የነበሩት ኣቡነ ጎርጎርዮስ እንደሆኑ ነው የሚያውቀው። ይሁን እንጂ እውነታው ግን እንዲህ ኣይደለም። የምዕራብ ሸዋ ሊቀ ጳጳስ የነበሩት ዳግማዊ ኣቡነ ጎርጎርዮስ "ለኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ኣንድ ጠንካራ ማህበር ያስፈልጋታል" የሚል ጽኑ እምነት የነበራቸው ቅዱስ ኣባት ናቸው።ይህም ማህበር በኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ስር የሚተዳደር እና ለኣባቶች የሚገዛ ከፖለቲካና ዘረኝነት የፀዳ ሆኖ የኣባቶችን ስራ የሚተካ ሳይሆን ለኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ውሳኔ ሰጪ ሳይሆን ድጋፍ ሰጪ የሆነ ማህበር እንዲኖር ነበር የሚፈልጉት። ይሁን እንጂ እነ ዳንኤል ክብረት ይህን እውነታ እያወቁ "ማህበረ ቅዱሳን" የሚለውን ስያሜ ያስሰጡትና ማህበሩም መስከረም 4 ቀን 1984 ዓ.ም በብላቴን ማረሚያ ቤት በፓትሪያርክ ብፁእ ወቅዱስ ዶ/ር ኣቡነ ጳውሎስ(ያኔ እጲስ ቆጶስ ነበሩ) እንደተመሰረተ እንዳይታወቅ እና እንደ ታሪክም እንዳይነሳ ሆን ተብሎ ባሁኑ የማህበሩ መሪዎችና የማህበሩ ሰዎች ዳግማዊ ኣቡነ ጎርጎርዮስን የማኅበሩ መስራች አባት አድርገው እንዲታዩ ቀን ተሌት የሚሰሩት። ብፁዕ አቡነ ጎርጎርዮስን በቅርብ የሚያውቋቸው እንደሚናገሩላቸው ግን ቤተ ክርስቲያን በለውጥ ጎዳና ላይ እንድትራመድ የሚፈልጉ ሰው ነበሩ።እንጂ ያኔ ማህበረ ቅዱሳንን ኣልመሰረቱም። ኣቡነ ጳውሎስ ደርግ የኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ቀዳማዊ ፓትርያርክ የነበሩትን ኣቡነ ቴዎፍሎስን በገመድ ስለገደላቸው በይፋ ደርግን በመቃወማቸው ምክንያት ወደ ወህኒ ቤት መወርወራቸውን ተከትሎ እዛው ወህኒ ቤት የነበሩት ታራሚዎችን የተለያዩ ቅዱሳን ጽዋ ይጠጡ ስለነበር ኣቡነ ጳውሎስም "የተለያዩ ቅዱሳን ማህበርተኞች ኣንድ ላይ ሆናችሁ የሁሉንም ቅዱሳን ጽዋ ለምን በማህበር ኣትጠጡም?" ብለው ስለመከሯቸውና የማህበሩ ስያሜም"ማህበረ ቅዱሳን" ብለው መሰየማቸውን ተከትሎ ነው ያሁኑ ማ/ቅርሱሳን "ማህበረ ቅዱሳን" የሚል ስያሜ ያገኘው። ይሁንና እንደሌላው የኢትዮጵያ ታሪክ ሁሉ የኣቡነ ጳውሎስ ስም ኣይደለም ከ"ማህበረ ቅዱሳን" ከኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ ታሪክም እንደ ፓትሪያርክነታቸው ስማቸው እንዳይወሳ እየተደረገ ያለው ጥረት እውነትም ኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ የነፍጠኞች ፖለቲካ ማእከል በምሽግነት እያገለገለች ትገኛለች። ማኅበረ ቅርሱሳን በተረታዊ ትምህርቱ ባሳታቸው በብዙዎች ዘንድ አቡነ ጎርጎርዮስ የማኅበረ ቅዱሳን መስራች ኣባት እንደ ሆኑ ይታወቃል። አቡነ ጎርጎርዮስ ሲነሱ ማኅበረ ቅዱሳንም አብሮ መነሳት ያለበት እስኪመስል ድረስ ሁለቱ የተቆራኙ ኣስመስለው እንዲታዩ በማህበሩ በኩል ከፍተኛ ጥረት ሲደረግ ቆይቷል፡ኣሁንም እየተደረገ ነው። እንዲሁ ሲታይ ማህበረ ቅዱሳን ስለ እርሳቸው አውርቶ የሚጠግብ አይመስልም። በየመጽሔቱና በየጋዜጣው ፎቷቸውን ያወጣል። ልዩ ልዩ ማስታወቂያ ይሠራባቸዋል፤ይነግድባቸዋል። በንግዱ ዘርፍ እየተንቀሳቀሰ የከፈተውን ትምህርት ቤት በስማቸው እስከ መሰየም ደርሶ በውሸት የማኅበሩ መስራች አስመስሎ ያቀርባቸዋል፤ በተለይም በዩኒቨርሲቲ ተማሪዎች ኣባላቱ ዘንድ ይህንን ፖለቲካ ኣስርፆባቸዋል። የቅዱስነታቸውን ዜና ዕረፍት ተከትሎ «ቤተክርስቲያኒቱን መቆጣጠር ያለብን እኛ ነን» በሚል ሰፊ እንቅስቃሴ ሲያደረጉ የነበሩት የማኅበሩ አመራሮች፣ ያለሙት ቢሳሳካላቸው ኖሮ ቤተክርስቲያኒቱ እንዴት ባሉ ጨካኞች እጅ ወድቃ እንደነበር ከወዲሁ መገመት አያዳግምት፡፡ ወ/ሮ እጅጋየሁ በየነ «አስከሬናቸው ይመርመር» ማለታቸውን ማህበረ ቅርሱሳን ግን «አልሞቱም» የሚል ቃል ጨምረውበት ለምን ለማደናገር ፈለጉ? ቅዱስነታቸውን ያዋረዱ መስሏቸው ሕመማቸውንና በአደባባይ ሊነገር በማይገባ መንገድ ተራ ጽሁፍ መጻፋቸው ለቤተክርስቲያን ደንታ የሌላቸው ጨካኞች መሆናቸውን አመላክቶ ኣልፏል፡፡ በዚህ ያዋረዱት ቤተክርስቲያንን እንጂ ቅዱስነታቸውን አይደለም፡፡ ቅዱስነታቸው ባላቸው የይቅርታ ልብ ከበደሏቸው ከብዙዎች ጋር እርቅን ፈጥረው ያሳዘኗቸውን ሁሉ ይቅር ብለው ይሾሙአቸው እንደነበረ ብዙዎች ይመሰክራሉ፡፡ ማኅበሩ ግን የእርሳቸውን ስም በክፉ ከማንሳትና ሊያስወግዳቸው ከማሰብ የቦዘነበት ጊዜ እንዳልነበረ በየብሎጎቹ ዘወትር ያወጣቸው ከነበሩት ጽሁፎች መረዳት ይቻላል፡፡ ማኅበረ ቅርሱሳን ኣሁን ደግሞ ከብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ጳውሎስ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ እረፍት በኋላ ክፋቱን ወደ ኣሁኑ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ኣዙሯል። ዲ/ን ዳኒኤል ክብረት አብ ልዕሊ ብፁእ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ሽርሒ ብምሽራብ አፈራሪሑ ንክወርዱ ይሰርሕ ምህላዉ ተሓቢሩ አሎ። ዲያብሎስ ዳኒኤል ሕሰረት ኣብ ብፁእ ኣቦና ብፅእ ወቅዱስ ኣብነ ማቲያስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳስ ዘ ኢትዮጽያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ዝፍሓሶ ናይ ቶንኮል ሽርሕን ዝተደለከ መርዝን ምስ ኣብ ውሽጢ ሲኖዶስ ዝተፀግዑ ናይ ሽዋውያ ስርወ -መንግስቲ ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ንከስፋሕፍሑ ብሱም ምድማር ዝብል ጉልባብ ቀመር ምድንጋራት ይፈጥር አሎ። ~ ~ ~ ~ ~ ንኢትዬጵያ ኣብ ቀልቀል ገደል ዝእተወ ብሹም ምድማር ዝመፀ ምድንጋር ናብ ቤት እምነት ውን ተፀጊዖም ዝፀንሑ ተቀቢሩ ዝነበረ ናይ ሂወት ልከዖም ብትግራዋይ ኣይንምራሕን ድልየት ሐዚ ብዝተጋገየ ስልቲ ምድማር ብኩሉ መዳይ ንዓንዲ ሕቆ ትግራዋይ ምስባር ዝብል ኣካያይዶኦም ናብታ ዘልኣለማዊት ናይ ነብስና ዓስቢ ንረክበላ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኢድ አእትዮም ካብ ምሕሙዛቅ ሓሊፎም ናብ ፈተነ ምውጋድን ክንቆርፀካ ኢና ክንጎምደካ ኢና እናበሉ ይርከቡ። ~ ~ ~ ~ ~ ቁራፅ ሰይጣናት እቲ ትማሊ ብጉልባብ ወሰን ወሰን እናበሉ ንኣቦና ፖትርያርክ ብምሕደራ ሹም እናፀለምዎም ይውዕሉ ነይሮም። ሎሚ ግና ኣፍ ኣውፂኦም ትግራዋይ ብምካኖም ጥራሕ ከም ሩኩስ ሰይጣን ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ኣትዮም የፋራርሕዎም ኣለው። ዓገብ ዓገብ ዓገብ ፍፁም ናይ ዩሁዳ ስራሕ እዩ። ~ ~ ~ ~ ~ ጳጳሳት ካህናት ኣቅሽቲ ኮላይ ክካብ ስጋይ ነብሰይ የሓሸኒ ኢሎም ናብ ገዳም ዝመነኑ ፈለስቲ ዓዲ 3 ኩሎም ዘመሳስሎም ወይ ሓደ ዝገብሮም ዓብዩ ኣጀንዳ ኣለዎም። ንሱ ድማ ብትግራዋይ መራሒ ሃይማኖት ኣይንምራሕን እዮም ዝብሉ። ምክንያቱ ብዙሕ እንተኮነ እኳ እቲ ቀንዲ ግና ቤተክርስትያን ኣብ ትሕቲ ስርወ መንግስቲ ኣምሐራ ክትአቱ ቀስ ብቀስ ድማ ናብ ሽዋውያን ወይ ጎንደራውያን ኢድ ክትኣቱ እሞ ብሽም ርስቲ ክሕምዝቁ ብዘለዎም ኩቱር ድልየት እዩ። ~ ~ ~ ~ ~ ኩቡር ኣቦና ግና ንሃይማኖትካ ምስዋእ ቅዱሱን ብሩኩን ብምካኑ ካብ መትኮሎም ነቅ ከይበሉ ምስ ኩቡር ምእመናኖም ብምካን ነዚ ከቢድ ግዜ ከም ዝሽገር ከይተጠራጠሩ ንቅድሚት ክስጉሙ ይግባእ። ንሕና ምእመናን ደቆም ድማ ናይዞም ሳሪሃ መሪሃ ዑንጉላታት ቶንኮል ብዝግባእ ስለ ዝተረደእናዮ ንክብሪ ኣቦና ዝተከፈለ ይከፈል ኣብ ጎኖም ከም ዘለና ክገልፆም ይፈቱ። የካቲት 27/2011 በእጣ የሚተላለፉ የ20/80 የጋራ መኖሪያ ቤቶችን በተመለከተ ለእጣው ዝግጁ የሆኑ የቤቶች ዝርዝር እና እጣ ውስጥ ለመካተት የሚያስፈልገው የቁጠባ መጠን
ሀ. ለ13ኛው ዙር የ20/80 የጋራ መኖሪያ ቤቶች ዕጣ ዝግጁ የሆኑ የቤቶች ዝርዝር በቁጥር 1. ስቱዲዮ = 1,248 2. ባለ 1 መኝታ = 18,823 3. ባለ 2 መኝታ = 7,127 4. ባለ 3 መኝታ = 5,455 በጠቅላላ ለ13ኛው ዙር ለዕጣ ዝግጁ የሆኑ 32,653 የ20/80 ቤቶች ናቸው ለ. በ20/80 የቤት ልማት ፕሮግራም እየቆጠቡ ያሉ ተመዝጋቢዎች 1. በስቱዲዮ (ነባር ተመዝጋቢዎች) = 7,744 2. በባለ 1 መኝታ (ነባር ተመዝጋቢዎች) = 40,774 3. በባለ 2 መኝታ (ነባር ተመዝጋቢዎች) = 26,040 4. በባለ 3 መኝታ (አዲስ ተመዝጋቢዎች) = 140,186 ሐ. ለ13ኛው ዙር የ20/80 የጋራ መኖሪያ ቤቶች ዕጣ ውስጥ ለመግባት የሚያስፈልገው ዝቅተኛው የቁጠባ መጠን 1. ለስቱዲዮ (ነባር ተመዝጋቢዎች) (ቢያንስ ለተከታታይ 40 ወራት የቆጠቡ) = 151x40 = 6,040 ብር 2. ለባለ 1 መኝታ (ነባር ተመዝጋቢዎች) (ቢያንስ ለተከታታይ 40 ወራት የቆጠቡ) = 274x40 =10,960 ብር 3. ለባለ 2 መኝታ (ነባር ተመዝጋቢዎች) (ቢያንስ ለተከታታይ 40 ወራት የቆጠቡ) = 564x40 = 22,560 ብር 4. ለባለ 3 መኝታ (አዲስ ተመዝጋቢዎች) (ቢያንስ ለተከታታይ 60 ወራት የቆጠቡ) = 489x60 = 29,340 ብር መ. ለ13ኛው ዙር የ20/80 የዕጣ ፕሮግራም ብቁ (ዝቅተኛ የቁጠባ መጠንን ያሟሉ) ሆነው ለዕጣው ተወዳዳሪ የሚሆኑ የተመዝጋቢዎች ብዛት በቁጥር 1. በስቱዲዮ (ነባር ተመዝጋቢዎች) = 4,544 2. በባለ 1 መኝታ (ነባር ተመዝጋቢዎች) = 28,557 3. በባለ 2 መኝታ (ነባር ተመዝጋቢዎች) = 19,162 4. በባለ 3 መኝታ (አዲስ ተመዝጋቢዎች) = 58,031 |
|